Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሩ ናብ ቱርኪ ኣንካራ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ እዋን ድማ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሓዊሱ…

ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሎሚ መዓልቲ ብ መውሃቢ…

መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ መበል 21 መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ክዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…

ፓርቲ ብልፅግና ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልኡኹ ንምውፃእ ዘኽእሎ ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ምሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ “ካብ ታሕሳስ ክሳብ ታሕሳስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓመት ዝተሰርሑ…

ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…

ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒትን ጫፍ ዝሓዘ ዝንባለን ብምዕቃብ ሓድነትና ብምጥንኻር ካብ ኩልና ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…

ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላምናን ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀስላሴ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን…

ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብረርቲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 450 ሞያተኛታት ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ተወካሊ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሓላፊ ዓውዲ ፋይናንስን ኣዳሙ ታደለ፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት…

ኣየር ወለድ ጥሙር ጅግንነት ዝሓትት ዝዓዘዘ ወታደራዊ ሞያ ኢዩ – ብ/ጄ ከማል ኤቢሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ቢሾፍቱ ብቑዕ ኣየር ወለዳት ኣብ ምፍራይ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብርጋዲየር ጄኔራል ከማል ኤቢሶ ተዛሪቦም፡፡ ብ/ጄ ከማል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…

‹‹ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? ንኡስ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት 3.6 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 123 ሚሊየን ኩንታል እንተፍሪዩ ብመስኖ ካብ ዝተሓረሰ 2.9 ሚሊየን…