Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…

መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደደጋ ኢትዮጵያ ኢዩ፡፡ እቲ ኣዋጅ በቲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያን ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዝዛም እናተሰርሐ ይርከብ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝጀመረቶ ከይዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምዝዛም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጋናን ቡሩንዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫርሴት ንዳይሽሚዬን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብታ ኣህጉር ዝርከቡ ዕድላት ልምዓትን ማሕለኻታትን አመልኪቶም ምይይጥ ከምዝገበሩ እቶም ቀዳማይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝዘቱ…

ፍልስፍና ምድማር ፓን ኣፍሪካኒዝም ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልስፍና ምድማር ብዙህነትን ሕብረትን ንምጥንኻር ቁልፊ ግደ ምህላዉ ከምዘለዎ ኮይኑ ፓን ኣፍሪካኒዝም ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፈትሒ ንኣፍሪካውያንን ወሎዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዋና ፀሓፊ…