Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቒሚ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቕሚ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳንታት ፊፋን ካፍን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኣብ ዓብዪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ሎሚ ወጋሕታ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…

ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምክትል…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ኣጀንዳና ኢዩ – ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ክብሪን ትውልዲን ኣጀንዳኦም ከምዝኾነ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። መንግስቲ ምስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ዞባዊ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪካን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።…

ሕቶ ዝቢ ንምምላስ ፖለቲካዊ ዝላ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘልዐሎም ኩለመዳይ ሕቶታት ዝምልስን እዋኑ ዝሓቶ ፖለቲካዊ ዝላን ምርግጋፅ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…

ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሓለፍቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ኩለመዳይ ርክብ ሩሲያን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማ ዝቐረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምእካብ ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማን ዝቀረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም። እቲ ገምጋም ዓለም ለኻዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዝንባታትን…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብስፍሓት ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ  ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፎረም ቢዝነስ ብሪክስ ብዙም…

ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም…