ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ዛዚሙ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ካብ ዘትኡ ብምብጋስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈን ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ብዛዕባ ኦፕሬሽን ዘበናዊ ዱኽዒ 2017/18 ምዝታዩ ኣብ ጂቡቲ አብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ጭቡጥ ዓወት ኣምፂኡ ኢዩ – ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ መሰረታዊ ለውጢን ጭቡጥ ዓወትን ከምዘምፀአ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ብቤራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሞን ዝተወገኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን፡፡ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ጅቡቲ መዘንኡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ክባፅሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ንኽስፋሕፍሑ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካልት ልምዓት መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብኣአካል ብምርካብ ትዕዝብቲ ይገብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም። ብምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ሕድሳት ዓብዪ ቤተ-መንግስቲ ናይ ታሪኽን ባህሊን ሓድጊና ሓሊዩ ንምፅናሕ ንገብሮ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስጉሚ ኢዩ ኢሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ምዕራፍ 18 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ሎሚ ንጎሆ ምጅማሩ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዓይነ ስውራን ሓገዝ መነፅር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ን250 ዓይነ ስውራን ዘበናዊ መንበቢ ሓገዝ መነፅር ገይሩ። እቲ ሓገዝ 113 ተምሃሮ ተጠቃሚ ከምዝኾኑን ዝተረፉ መምህራን ከምኡ እውን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ እቲ መነፅር…