Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ከምዝተመያየጡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ…

ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን መፍትሒ ይደሊ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን ካብ ዘተ ዝሓለፈ መፍትሒ ይደሊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ኣፍሪካ ብጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳያዊ ፀፅታን ሰላምን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት መክልኻል…

ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ “ኣፍሪካ ኣብ ጥንኩር ሓድነት፣ ንኩለመዳይ ፀፅታን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ…

ኣብ ሞንጎ መዕደጊን መሸጢን ሸርፊ ወፃኢ ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ከይኸውን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ባንኪታት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዝዕድጉሉን ዝሸጡሉን ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ክበልፅ ከምዘይብሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ብሄራዊ ባንኪ እዚ ብዝምልከት ንንግዲ ባንኪታት ብደብዳበ ከምዘፍለጠ ገሊፁ። ሓዱሽ ተመን ሸርፊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኤ350-1000 ዝተሰመየት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ጥቅምቲ ኤ350-1000 ዝተሰመየት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ “እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ዘለዎ ቀዳማይ…

ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል…

ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ኣቐዲሞም ዝመበሩ አሰርቲ ሕጊታት ብምስጋር ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ግዘ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መድላዋት ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።  

ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይ ትውልዲ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምምሕዳር ከተማ ባሕር ዳር ኣብ…

እንተተሓባቢርና ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተተሓባቢርናን እንተተደጋጊፍናን ብሓባር ብምልማዕ ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም።   ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ተፈፃምነት…