ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ደኒ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት አትገብሮ ደገፍን ዓቕሚን ክብ ንምባል ዘኽአል ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ…