ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ።
ኣብ ከተማ ሆሳኢና ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ፓርቲ…