ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2026 0 ምብራኽ ከተማታትና፥ መልክዕ ምብራኽ ሃገርና እዩ። ደረጃኦም ዝሓለዉ ከተማታት መስትያት ስልጣነ እዮም። ደረጃ ዕቤት ሓንቲ ሃገር፣ ብራኸ ኣተሓሳስባ ህዝባ፣ ቆራፅነት ሓለዋ ከባቢን ኣንፈት ልምዓትን ብግልፂ ዘርእዩ ህያዋን ገፃት እዮም። ብፍልፍል ሓሳብ ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፤ ታሪኻዊ እምነ ኩርናዕ ዘበን ብራኸ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘበን ብራኸ ጋህዲ ምዃኑ ዘበስሩ ብዙሓት ዓበይቲ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ዓቢዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደርን ብዙሓት ሜጋ ፕሮጀክታትን ክፅርሑ ይኽእሉ። ተዛዚሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ምሉእ ትሕዝቶ መግለፂ እቲ ኣገልግሎት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ እንኳዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ብራኸ ብሰላም ኣብፅሓኩም፣ ኣብፀሓና!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራኸ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝኣወጀ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ተቓላሳይ ናፅነት ኔልሰን ማንዴላ ሓደ ፍሉጥ ኣባሃህላ ኣለዎም። ህዝቦም ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገበሩዎ ቃልሲ ህዝቢ ባዕሉ እንተዘይክኢሉን ናብራኡ እንተዘይኣመሓይሹን ናፅነቱ ምሉእ ከምዘይኸውን ኣስሚሮምሉ ነይሮም። «ባዶ ከብዲ ናፅነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ምስፍሕፋሕ 4ጂን 5ጂን ኔትወርክ ዘርኣዮ ዕቤት Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ንሓፈሻዊ ተበፃሕነት ኢንተርኔት ብዝበለፀ ብምጥንኻር ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ። ነዚ ዕላማ ድማ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኔትወርክ 4ጂን 5ጂን ንምስፋሕ ዝወስዶም ዘሎ ብዙሓት ስራሕቲ ዝነኣዱ እዮም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ይፖለቲካ ሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ደቡብ ኮርያ ሴኡል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ኣብ መንጎ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምኽባር መዓልቲ ዝላ ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ታሪኻዊ ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት ነረጋገፅ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ሓዱሽን ታሪኻዊን ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት እናረጋገፅና ንርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Sep 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ ምምሕዳር ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስራት ቀዳማይ ሚኒስትር mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ድማ ነበርቲ ከተማታት ጉዳይ መንበሪ ኣባይቲ ከም ፀገም የልዕሉ። እዚ ፀገም ድማ ካብ ሕፅረት ቀረብ ኣባይቲ ኣትሒዙ ክሳብ ዜጋታት ኣዝዩ ዝተጋነነ ክፍሊት ኪራይ ገዛ ንኽኸፍሉ ምግባር ዝበፅሕ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር…