ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምዃን ተሾይሞም። Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ናብ ካሊእ ሓላፍነት ስራሕ ካብ ዝተዘዋወሩ ነበር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ብምዃን ዘገልገሉ ኣይተ ቸሩጌታ፤ ሎሚ መዓልቲ ዋና ፈፃሚ ፋና ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንኽዓስል ብቖራፅነት ትሰርሕ ኣላ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንኽዓስል ብቖራፅነት ትሰርሕ ኣላ ኢሎም። ዋና ትኹረቱ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፓርላማ፣ ሰብ ሞያ ሓበሬታን ሰብ መዚ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኸ ስግኣታት ድሕንነት ዙሪያ ምትሕብባር ንምጉልባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ትኹረቱ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፓርላማ፣ ሰብ ሞያ ሓበሬታን ሰብ መዚ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኸ ስግኣታት ድሕንነት ዙሪያ ምትሕብባር ንምጉልባት ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ – ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም፡፡ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ “ፅምዶ” ብዝብል ስያመ ምስ ሻዕብያን ኣብ ውሽጢ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምዝታየን ሃገር ዝሃነፃ ሃገራት… Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓለም ብኲናት፣ ድኽነትን ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላውን ሓሊፈን ሎሚ ኣብ ብራኸ ምዕባለ ዝበፅሓ ሃገራት ኣለዋ። ናይዘን ሃገራት ዓወት ምስጢር ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘይኮነስ፤ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኮይነን ዝዘተያሉን ሓበራዊ ብሄራዊ ምርድዳእ ዝፈጠሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝሃነፀቶ ዓቕሚ ዓለም ለኸዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋርማሲቲካልን ሆስፒታላትን ዝሃነፀቶ ዓቕሚ ህንፀትን ቁፅፅርን ካብ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ቁፅፅር መድሓኒት ዓለም ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬሽን ሩሲያ ሰርጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ኣለዉ” – ጠቅላይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓደራ መንግስቲን ህዝቢን ኢሎም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ሰባት ኣለዉ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብጉጅለ ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ናይ ጥፍኣት መርበብ ብዝዘርግሑ ፅምኢ ስልጣን ብዘለዎም ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ጌታቸው ረዳ፡፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ምንቅስቓስ ሰላምን ልምዓትን ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሕሪ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሕሪ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…