ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረናብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Desta Sep 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝፍትኑዋ ዘለዉ ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረና ብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ ክብሉ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Sep 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ጉልበት ሕልሚ ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢሎም። ንግስቲ እሌኒ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምኽባር በዓል መስቀል ዳሜራ ተተሓሒዙ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም፡፡ እቲ በዓል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ሓይሊ ሰብን ዘሽትቱ ኣኻብ ብምጥቃምን ዝተጠናኸረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኩሎም ኣካላት ፀፅታ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ እውም ኣተሓሳሲቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ ቑጠባዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቱሪዝም ይሰርሕ ከምዘሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርስቲ ነዚ ዘፍለጠ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽን ሓድግታትን ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ…