ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልልን ሃገርን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ከልል ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ። ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (Eyes) ዘዳለዎ መድረኽ ሽልማት እንትኸውን፥ ኣብ ሻምናይን 12ን ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016ን ትልምሚ 2017 በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ብዘበለፀ ኣጠናኺርካ ንኽቕፅል ዝዓለመ ምይይጥ ተገይሩ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮ-ፈረንሳይ ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ቀርኒ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን÷ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሙሁራን ብቕድሚት ዝፅርሑ ተመራማሪ፣ መምህር፣ ብሱል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ Desta Sep 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ከይዲ ትምህርቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ “መለለዪ መንነት” ሎሚ መዓልቲ 6 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን። ብላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሓይሊታጥ ጦር፣ ተሸላሚ ሜዳይ ቀዳማይ ደረጃ ጥቁር ኣንበሳ ዝለዓለ ተግባር ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ መበል…