Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ። ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…

መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ውሽጢ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ንምብፃሕን ኢኮኖሚና ንምጥንኻርን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፍሪያት ስርናይ ምሕፋስ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሎም። ስለዚ ኣብዚ…

ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ ኣንፈት መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሓለፋ ዘለዎ ፍርያት…

ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር የላን – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር ከምዘየላ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ካብ ሞንጎ ዘለዉዎ "ቤዛት" ሓደ ዝኾነ ምድብ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ…

ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንክልል ትግራይ ዘግለለ ክኸውን ኣይኽአልን-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ ዝበሃል ኹሉ ኢትዮጵያዊ እንትሳተፍ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ትግራይ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን መንግስታዊን ጠመተ ኣብ ዝገበሩ ዛዕባታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ…