ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ከምዝጀመሩ ብሄራዊ ኣገልግት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ 5 ከተማታት ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ ባንኪ ልምዓት ጀርመንን መተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ቢሮ ማይ ሃፍቲን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ጉባኤ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ንምፍፃም ብቖራፅነት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብዕዉትነት ብምፍፃም ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባ ሃገርና ንምቅልጣፍ ኩልና ብቖራፅነት ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣተሓሳሲቦም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ Desta Feb 3, 2025 0 ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ (ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ኣይተ ሳዳት ነሻ ዶ/ር ተሾመ ኣዱኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ቤት ምኽሪ Desta Feb 3, 2025 0 ኣብይ ኣህመድ ዓሊ(ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኡልፋታ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ደሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ይግለጡ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኢብራሂም ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣብዶ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ቂጤሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና Desta Feb 3, 2025 0 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣሰር ብልፅግና ደሚቑ ዝተርኣየሉ፣ ካብ ትጣየሽ ድሕሪ 150 ዓመት ዳግም ትስራሕን ትዕምብብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ኢዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ ዘሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንትነት ከምኡ እውን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ብምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ብግልፂ፣ ኣሳታፋይን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ መገዲ እናተሳለጠ ምዃኑ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም…