ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኢንዱስትሪ ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡ እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅን ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ዘዘምንን ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፆም። መንግስቲ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓወልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ኲናት ኮሪያ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኮሪያ ወፊሮም ዝነበሩ 2 ሺሕን 482 ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽም ዝኻዘ ዝኽሪ ሓወልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሰሪሑ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ክሳብ 1953 ኣብ ኲናት ኮሪያ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተማለአ ሃገራዊ ምዕባለ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተረጋገአ፣ ዝተማለአን ቀፃልነት ዘለዎ ሃገራዊ ምዕባለን ዘምፅእ ከምዝኾነ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። እቲ ከይዲ መመሓየሺ÷ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ሓዊሱ ብሓገዝ ዓለም ለኸ መሓዙት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ Desta Aug 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ Desta Aug 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ። ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፍርያታት ብዘይተቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ኣካላት ጥንኩር ቁፅፅር ክግር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩን ፍርያት ኣብ ልዕሊ ዝሓብኡን ኣካላት ጥንኩር ቁፅርን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ከምዝውገን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣብላት ማሕበረሰብ ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሰን ባሕሪ ሶማሊያ፣ ሞቓድሾ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ መጥቃዕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬሃካን ፊዳን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ጓሓት ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምቕባል ከምዝተዛተዮ…