Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብኣብዝሓ ድምፂ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን…

ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ዝተረፈን ዳግማይን መረፃ ዝተዓወቱ ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ኣባላት ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእኸላይ ኢትዮጵያን 16 ሰነ 2016 ዓ.ም…

ንጣቢያ መከፋፈሊ ኣኽሱም ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣኽሱም ኣብ ዘሎ 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ኣብቲ ትካል መተሓላለፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣቢያታትን ዓውዲ ኦፕሬሽን ገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ኣካያዲ ስራሕ መከፋፈሊ…

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ክካየድ ኢዩ፡፡ ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ (2) መሰረት 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ደምቢ ኣሰራርሓን…

ሰራዊት ምክልኻል ጎድና ጎድኒ ወፍሪ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዓቕሞም ናይ ምህናፅ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሰላም እቲ ዞባ ዘተኣማምን እናገበሮ ካብ ዝርከብ ወፍሪ ጎድና ጎድኒ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዓቕሞም ናይ ምህናፅ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ማእኸላዊ እዚ ዳሎል መሰልጠኒ ጊቤ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ብክልተ ዙር ዘሰለጠኖም…

እዚ መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብላቴ ዝርከብ እዚ መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሎሚ መዓልቲ መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣማኻሪ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦርን ሓላፊ ኣመራርሓ ተኹሲን ሌተናል ጀኔራል ኣለምሸት ደግፌ ናይ ክብሪ ጋሻ…

ኢሬቻ መተኣሳሰሪ ገመድ ማሕበራዊ መስተጋብር ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ንህዝቢ ኦሮሞ ባህሉ፣ ትውፊቱን ክብሩን ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንበዓል ኢሬቻ 2017 ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ ኢሬቻ መተኣሳሰሪ ገመድ…

ዕዱማት ሆረ ፊንፊኔ ናብ መኽበሪ እቲ በዓል ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 207 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ‘ሆረ ፊንፊኔ’ ዕዱማት እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ከባቢ ይኣትዉ ኣለዉ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ዕዱማት እቲ በዓል ብባህላዊ ክዳውንቲን ፀወታን ተዓጅቦም ናብ መኽበሪ እቲ በዓል እናኣተዉ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ 2017 ዓ/ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ በዓል ኢሬቻ ምልክት ሰላም፣ሓድነትን ሰናይ ትምኒትን…

ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ

ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 27 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…