ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡
ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዘመላኸቶ፤ እቲ…