Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ሰላም ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዓቕሚ ገሃኒፆም እዮም – ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ትካላዊ ዓቕሚ ሃኒፆም እዮም ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል። እቶም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌዴራል እዚ ዝበሉ፤ ኣብ…

ትካላት እንትጠናኸሩ ሃገር ትፀንዕ፤ ስርዓት ዴሞክራሲ እውን መሰረት ይሕዝ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ብልፅግና፣ ዘላቒ ሰላምን ናይ ሓቂ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፈፀመቶ ዓሚቝ ትካላዊ ምምሕያሻትን ዘመዝገበቶም ርኡይ ውፅኢታትን መሰረት እናሓዙን እናፀንዑን መፂኦም። ሃገር ብፅኑዓት ትካላታ…

ህዝቢ ትግራይ ብዘይሕጋዊ ህወሓት ዝበፅሖ ግፍዒ ንምንጋፍ ቃልሱ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ግፍዒን መከራን ንምንጋፍ ህዝቢ ዝጀመሮ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ተሓታትነት ክሰፍን ክገብር ይግባእ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ስምረትን ምክትል ሓላፊ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ኣይተ…

ሰማያዊን ቀጠልቲን ዩኒፎርም ዝለበሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰላም ኣህጉር ኣፍሪካን ዓለምን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት እዩ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ዓመታት ዝቐፀለን ኣብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ዝኾነን ልምዲ ሰላም ምኽባር ዘለዋ ሃገር ኮይና፤ ዞባወዊን ዓለምለኻዊን እጃማ ኣብ…

ካብ መድመቒ በዓል ክሳብ ልሙድ ባህሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰብ ተኮር ኣንፈት ልምዓት ናብራ ዜጋታት፣ ብፍላይ ድማ ህፃናት፣ ተምሃሮ፣ ኣረጋውያንን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ሓገዝ ዝጠልቡ ወገናትን ንምምሕያሽ ብዙሓት ተግባራት እናካየደት ትርከብ። መንግስቲ መደመር ዘላቒ ዕቤት ምስ ዕለታዊ…

ዘብዒ ታሪኽ፣ ፅንዓትን ህልውና ሃገርን

“ካብ ሞት ንላዕሊ ንምሟት” ዝተኣተወ ቃል ኪዳን፣ ሺሕ ግዘ ደም እንተፈሰሰ እውን ብመስዋእትነት ሃገር ንምቕፃል ዝኣተወ ኪዳን…” እዚ ካብ መዝሙር ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተወስደ ተለላ፣ ፅባቐ ቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ እቲ ትካል ንህልውና ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ክብል ዝኣተዎ ዘይናጋዕ ናይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ሚልዮናት ተረባሕቲ ገይራ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሽላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዝተገብረ ኢንቨስትመንት ኣገልግሎታት ጥዕና ብዝበለፀ ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ብምግባር ሚልዮናት ፃባሕቲ ክኾኑ ገይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ውድብ ጥዕና ዓለም ዞባ…

ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም። ሎሚ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1501 ዓመት ዝኽሪ ልደት ነብዪ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል መውሊድ፣ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንመበል 1501…