ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ በቲ ሓደጋ ስድረኦም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ፅንዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንመመሓየሺ ኢኮኖሚን ሓምለዋይ ስግግርን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅነቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንመመሓየሺ ኢኮኖሚን ሓምለዋይ ስግግርን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅነቱ ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘላቂ ፋይናንስ ሕብረት ኣውሮፓ ኣንቲ ካርሁነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ካብቲ ኮሚሽን ዝተረኸበ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም። ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ዲዬጎ ማርቲኔዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናትን ስድረኦምን ኣድላዪ ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ መንግስቲ ብተወሳኺ ናይ ሕብረተሰብ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ተጠናኺሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ። ምፍላጥ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተኻደ÷ ጎድና ጎድኒ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኢትዮጵያዊያን ኮደርስ'' ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቀፃሊ ብዘልምዑ ሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ መርሃግብሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኮደርስ'' ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም፡፡ ምጅማር እቲ መርሃ-ግብሪ…