Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ። ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ኩሎም ወገናት፥ ዓለም ለኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ደንብታት ንከኽበሩን ዲፕሎማቲክ ሰራሕተኛታትን ትካላትን ንሓደጋ ካብ…

ኢሬቻ ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣከባብራ መስቀል ደመራ ገምጊሞም። ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…

ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ። እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7)  ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…

ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…