ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣል ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲ መርአዪ ኢዮም ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይቕፅል ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። መበል 25 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰላም "ባህሊ ሰላም ምድንፋዕ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ሰላም፣ ውሕመ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም። ቤት ፅሕፈት ኢጋድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ዝሰርሕዎ ስራሕ ዘኹርዕ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ዝሰርሕዎ ስራሕ ዘኹርዕ ብምዃኑ ትውልዲ ካብ ናቶም ህይወት ክመሃር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። ስነ ሰርዓት ምፍናው ኣስከሬን በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መትከል እዚ ቀጣና መሰረት ዝገበረ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምክያድ ባህጊ ኣለዋ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መትከል እዚ ቀጣና መሰረት ዝገበረ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምክያድ ባህጊ ኣለዋ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ እዚ ቀጣና ዓውዲ ህውከትን ዕግርግርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልልን ሃገርን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ከልል ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ። ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (Eyes) ዘዳለዎ መድረኽ ሽልማት እንትኸውን፥ ኣብ ሻምናይን 12ን ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016ን ትልምሚ 2017 በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ብዘበለፀ ኣጠናኺርካ ንኽቕፅል ዝዓለመ ምይይጥ ተገይሩ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮ-ፈረንሳይ ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ቀርኒ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን÷ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሙሁራን ብቕድሚት ዝፅርሑ ተመራማሪ፣ መምህር፣ ብሱል…