Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ፋይዳ መለለዪ መንነት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ዘይትካእ እጃም ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ምድማር መንግስቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ግደ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ብምእማን ንተግባራውነቱ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 75 ዓመት…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ስራሕቲ ምክልኻ ገበን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ቴክኖሎጂ ብዘሰጋግር መልክዑ ክትግበር ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ስራሕቲ ምክልኻ ገበን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ቴክኖሎጂ ብዘሰጋግር መልክዑ ክትግበር ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቂልፊ ስትራቴጂ…

ምሁር ብስምዒት ዝግናሕ ሰብ ኣይኮነን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁር ብስምዒት ዝግናሕ ሰብ ኣይኮነን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ግደ…

ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ክሳተፍ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ንሓበራዊ ተዓዋትነት፣ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ፍልፍል…

“መን ኢዩ ምሁር?”

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…

ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…

ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…