Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፥ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ምሕሳብ፣ ምትላምን ምስራሕን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ግዙፍ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ንሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 8 ቢሊየን ፈልሲታ ተዳልዮም ኣለው – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ድሉው ኮይኖም ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…

ረቂቕ በጀት 2019 በጀት ዓመት 2 ነጥቢ 339 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ነጥቢ 339 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ረቂቕ በጀት ዓመት 2019 ዘተ ይካየደሉ ኣሎ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ እቲ ረቂቕ በጀት መግለፂ ናብ ባይቶ ኣብ ዘቕረበሉ እዋን፤ እቲ በጀት መንግስቲ ዝሓዞም ትልምታት…

ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ ሃገራዊ ራኢና ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ መዛዘሚ ጉዕዞና ዘይኮነስ፣ ሃገራዊ ራእይና ብዝያዳ ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ሰለስተ ዓመት ክዕወት ተሓሲቡ…

ረቂቕ ባጀት 2019 ዓ.ም ልዕሊ ብር 2.3 ትሪሊየን ብምዃን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 56 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊስካልን ማእኸላይ ዘበን(2019-2023) ጠሚቱ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ዝተማልአ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝለዓለ ብርኪ ልእኽትኡ ይዋፃእ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝለዓለ ብርኪ ልእኽትኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ሕፁያት መኮንናት ሑርሶ ሎሚ መበል 27 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮነናት ኣመሪቑ። ፊልድ…

እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ

24 ግንቦት 2018 ንጉሆ፤ ጩራታት ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ነዋሕቲ ኣኽራናት ኢትዮጵያ ከይተበተነን ፀልማት ከይወረደን ኢትዮጵያውያን ነዊሕ ሪጋ ሒዞም ተሰሊፎም። ኣብ ጅማ፣ ድሬዳዋ፣ ሃዋሳ፣ ባህርዳር፣ ከምኡ እውን ሽሞም ኣብ ዓለም ለኸ ጋዜጣዊ ዜና ፈፂሙ ክወፅእ ዘይክእሉ ከተማታትን መንደራትን፤ ደቂ…

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ‎ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ፤ ወሰናወሰን ሩባ ካብ…

ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን

ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን ዝወገኑዎም ቁልፊ ተግባራት ምስ ስእላዊ መግለፂ! ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ኢኮኖሚያዊ ሉኣላዊነትን:- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናፅነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅ፣ ናይ ነዊሕ እዋን ዕቤት ኢንዱስትሪን…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ ኢሎም መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡ ኡሁሩ ኬንያታ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ መረፃ ኣካታታይን…