Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ…

መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ሮክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ…

ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዝተጀመረ ፓለቲካዊ ዘተ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዝተጀመረ ፓለቲካዊ ዘተ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ÷ ቅድም ክብል ዝተበፅሐ መምርሒ ርክብ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ብምዝኽኻርን ዝተጀመሩ ቀንዲ ቀንዲ…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብዝበለፀ ንምዝዝማን ካብ ዑደት ኣዘርባጃን ዓብዪ ተሞክሮ ተረኺቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብዝበለፀ ንምዝዝማንን ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባርን ካብ ዑደት ኣዘርባጃን ዓብዪ ተሞክሮ ከምዝተረኸበ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየሎምን ውሳነ ዘመሓላለፈሎምን ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…

ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መሓዙቱን ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም። እቲ ፕሮግራም ኢኮኖሚ እቲ ከባቢ ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም። እቶም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ነዊሕ እዋን ፈታዊትን መሻርኽቲን ናብ ዝኾነት ሃገር ኣቲና ኢሎም። መንግስቲ እታ ሃገር…

ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሓዱሽ ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ውሳነ ሓሳብ ናብቲ ባይቶ ብንባብ ዘቕረቡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣይተ…

ምስ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒ ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒ ኣብ ዝጀመርናዮምን ካልኦት ሓደሽቲ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ÷ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታ…