ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኣባላት እቲ ባይቶ÷ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ልምዓት መሰረተ ልምዓት መገዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር…