Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር በረራኡ 3 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅምር ዝሓበረ እንትኸውን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ናብታ ከተማ በረራ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር በረራ…

ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ "ተጋድሎ ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ፍትሒን"…

ካብ ባህር ዳር – ጋሸና – ኣላማጣ ዝተዘርገሐ መስመር ብምብጣሱ ሓይሊ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባህር ዳር - ደብረታቦር - ንፋስ መውጫ - ጋሸና - ኣላማጣ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ላዕለዋይ መመሓላለፊ ሓይሊ መስመር ብምብጣሱ ኣብቶም ከባቢታት ሓይሊ ተቛሪፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዳይሬክትር መምርሒ ሰሜን ምዕራብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ። እቲ ገምጋም ኣርባዕቲኦም ምሕደራዊን ፍትሒን፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታትን ብዝምልከት ኣብ…

ዓወት ካራማራ ሉኣላዊነት ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ካራማራ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያውያን ካብ ዓወት ዓድዋ ጀሚሩ በቢዘበናቱ ኣብ ክብሪን ሉኣላዊነትን ሃገሮም ዘይደራደሩ ከምዝኾኑ…

ናይ ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ከባቢታ ዝነብር ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ክልላት ደቡብ፣ ደቡብ ምዕራብ፣ ሲዳማን ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገርን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኳታር ካሊድ ቢን መሓመድ ኣል ኣቲያህ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ…

ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ 1ይቲ ብምዃን ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 ለካቲት ኣብ ርእሰ ከተማ ስኮትላንድ…

ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ማእኸላይ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እዚ ማእኸከላዊ ካብ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ምስ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣምቡሌ እንትበፅሕ ብኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ…