ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ገበናት ዕግታን ንምክልኻል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ገበናት ዕግታን ንምክልኻል ምስ ትካላት ፀፅታ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ፋና ቴሌቪዥን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ምስ ዕግታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም። እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፥ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር መቅደስ ዳባ ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ተሸይመን Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ዶክተር መቅደስ ዳባ ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ከምዝተሸማ ኢቢሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ተሸይሞም Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ከምዝተሸሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ትካል ኩርዓት ሃገር ኮይኑ ኢዩ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌቴናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መበል 70 ሕፁያት መኮንናትን ሰልጠንቲን ቃኘው ኮርስ ኣብቲ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ብምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣቦ…