ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቪዛ ዘለዋ ምሕዝነት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ሽመት ኣፈፀምቲ ኣካላት ከፅድቕ ኢዩ፡፡ እቲ ባይቶ÷ ቃለ ጉባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይን ኣኼባን መበል 14 ስሩዕ ኣኼቡኡ መርሚሩ ብምፅዳቕ ስሩዕ ኣኼባ እቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝተሸለሙዎ ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ኣወሃህባ ኣመራርሓ ኢዩ – ኤምባሲ ቻይና Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዘበርከተሎም ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ምሃብ ኣመራርሓ ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሺን ቺንሚን ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቀረባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ብሩክ ታዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ትካል ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ንባዕሉ ኣብምውዳብ ማዕቐፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅሙኡ ይግምግም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሽዱሽተ ወርሒ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተወከልቲ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማን እቲ ፓርቲ፣ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ እቲ ዓውዲ ዘቕርቡ እንትኾኑ ኣብዚ ጉዳይ ሓበራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኩባንያ ቪዛ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስራሕ ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ ባንኪ ልምዓት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ መጀመሪያ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ ባንኪ÷ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ተፀዋዕቲ ትካላት ትሕዝቶን ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ኣለዋ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ከምዘለዋ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ዝነበራ 32 ሚኢታዊት ፅዕንቶ ልቓሕ ወፃኢ ናብ 17 ሚኢታዊ ወሪዱ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…