ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ንብዝሃነት ምንባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓድነት እናተኸበረ ይርከብ። ዋና ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ሰርቫይቭ ዘ ኒውስ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባርን ሽርክናን ምኽታሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገርን ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ሃገር ለኸ መድረኽ መውፃእቲ ሕጊ ፅባሕ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ሶማሊላንድ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ኣመልኪቱ ዓለም ለኸ ሚዲያታት እንታይ በላ? Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትማሊ በሪ ባሕሪ ትረኽበሉ ስምምዕነት ምስ ሶማሊላንድ ምፍርራማ ስዒቡ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነትን ሕቶ በሪ ባሕሪን ዝምልከቱ ሓበሬታታት ኣጋዊሐን ኢየን፡፡ ብተመሳሳሊ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ እውን እቲ ስምምዕነት ዝምልከቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም። ብምሰረት እዚ ንብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…