ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብና ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዙሕ ፅባቐን መልክዕን ኢዩ ዘለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ…