Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስህለ ወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ናዋፍ ኣል-ኣሕመድ ኣል-ሳባህ ዝተሰመዐን ሓዘነን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኤሚር ኩዌት ሼኽ ናዋፍ ኣል ኣሕማድ ኣል ሳባህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኣመልኪተን ንዝተክኡዎም ንኤሚር ሼኽ…

ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ኣባላት ሸኔ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም ብሰላም ከምዝነብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበሩን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ብምፅምባር ብሰላም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሰልጠንቲ ክሳብ ሕዚ ንዝፈፀሙዎ ተግባር ንማሕበረሰብ ይቅርታ ዝሓቱሉን ቃል ዝኣትዉሉን መርሃ ግብሪ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ንረብሓ ህዝቢ ተባሂሉ ትሕዝቶ መሬት ዝልቐቐሉ፣ ካሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም…

ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዲሌታ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ምሸት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ባይቶን…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዝሕሉ መፍትሒ ንምብፃሕ ብቖራፅነት ክትቅፅል ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲን ብፍትሓዊ ድርድርን ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዘሕሉ መፍትሒ ሓሳብ ንምብፃሕ ዘለዋ ቖራፅነት ሒዛ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ÷ ኣብ ጉዳይ ራብዓይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርና ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርማ ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንእዋን ተኸላ ቐፃሊ ዓመት ምድላው ፈልሲ…

ኣብ ክልል ሶማሊ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም – ሓበራዊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሊ ጅግጅጋ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማሊያ…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምድጋፍ ዝውዕል ፕሮጀከት መፈፀሚ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ከባቢ ወሓዝቲ ሩባታት…

ቦርድ መረፃ ዘይሻራውነቱ ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ክሰርሕ ኢየ – ወ/ሮ ሜላተወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናፅነቱን ዘይሻራውነቱን ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ብቖራፅነት ንምስራሕ ከምዝተዳለዋ ኣካቢት እቲ ቦርድ ብምዃን ዝተሸማ ወይዘሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ገሊፀን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ÷…