ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ንዕላዊ ዘተ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን መጠነ ርእይ ዘለዎም ሰፊሕ ርእሰ ጉዳይ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…