ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ምስ ዞባ ምብራቐ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ማሕበረሰብ ዓሌት ኢቱ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ብዝገበሮ ዘተ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ተወሺጦም ብሕቡእ ብምንቅስቓስ ንባዕሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ጎንደር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፖርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ÷ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ባዩህ ኣቡሃይ፣ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል ኣይተ እርዚቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ቼክ ሪፐብሊክ ብቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ፔትር ፊያላ ዕላዊ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕ ዩኒዶ ኣፍልጦ ሂቡዋ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕን ካልኦትን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስቲ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ኣፍልጦ ከምዝሃባ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝኾኑ ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም። ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ኣካፊሎም –… Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ምክፋሎም ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብቲ ዓዲ ከምዝኸዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኹሉ ዘካትት ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንኽህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን መደረ ኣስሚዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዘቕረቡዎ ቁልፊ መደረ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ…