Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክረምታዊ ፕሮግራም ምግባረ ሰናይ ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ። እቶም ኣባይቲን ኣቢያተ ትምህርቲን ዝተሃነፁ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ሸሊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ከፈልቲ ግብሪ በጀት ዓመት 2015 ብምርካብ ኢዮም…

ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ምፍንቓል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ…

ኣብዚ ርብዒ ዓመት ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መጀመርታ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ዓመት ፈተውቲ ብምብዛሕን ፀላእቲ ብምንካይን ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓሙሽተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ስሩዕ ኣኼቡኡ÷ ንዝተፈላለዩ ጉዳያት መፈፀሚ ዝኾኑ ስምምዓት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረቡ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ፅንተት ዓሌትን ኣሎ ብዝብል ዘውፀኦ…

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብምኽንያት ዘጋጠመ እዋናዊ ፀገም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ናይ ምግባር ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ቀጠና ኲናት ንምውፃእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ…

ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ዝወገኖም ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዓለም ገለፃ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እናሰርሖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ገለፃ ገይሩ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ገለፃ እቲ ኮሚሽን  ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲ…

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂን ዲጂታል ቴክኖሎጂን ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ ምስ ገዛኢ በዓል መዚ ምምሕዳር ስዑድ ዓረብ ኣሕመድ ኣልሳዋን (ኢንጂነር)…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር÷ ኣብ ዓውዲ ምድላው ትልሚ፣ ክትትልን ገምጋምን ኢንቨስትመንት ከምኡ…