ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣንጎላ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን። እቲ ፎረም ሕብረት ኣፍሪካን ኣንጎላ ምስ ትካል ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብምትሕብባር ዝተሰናደአ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ኣብ ዓውዲ ዕደና ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 46 ወረዳታት ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ እቲ ቢሮ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ…
ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 500 ሺሕ ኣገልግሎት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 500 ሺሕ ንዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ፍቓድ ንግዲ ሓዊሱ ተዛመድቲ ኣገልግሎታት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ዝሰርሐሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝሰርሐሎም ዝርዝር ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ። ብሊ ሄኢሲኦክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሪያ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ሽረ፣ ዓዲግራትን ኣክሱምን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቺፍ መኮንን ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ታሪኩ ደምሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምሕጋዝ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰርሕ ኣሎ-መንግስቲ ኣየርላንድ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ዘተ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ሐዚ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ፣ ናብ ሰላምን ልምዓትን ንክምለስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ብዝተለኣኸ ገንዘብ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተለኣኸ ገንዘብ (ሬሚታንስ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንኽርከብ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን÷ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ሰበታ፣ ሃዋስን ቀርሳ ማሌማን ኣብ ዝተባህሉ ከባቢታት እናተንቀሳቐሰ ሰላም ሕብረተሰብ እናሃወኹ ኣብ ዝነበሩ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ…