ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብስኪ ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኪሮስ ጉዕሽ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለና ርክብ ካብ ፖለቲካዊ ናብ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንኸዓቢ ቭዕቱብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለና ርክብ ካብ ፖለቲካዊ ናብ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንኸዓቢ ቭዕቱብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ዘፈር ዝተረኸበ ዓወት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልነት ሕጊ ምኽባርን ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅ፣ መገዲታት ሰላም ፀንቂቕካ ምጥቃምን ሃገራዊ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ የለን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይካየድ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዓወት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገርና ንምርግጋፅ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመታት ኣሰናዲኡ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ይርከብ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ሓዊሱ 7 ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክምረቑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሸውዓተ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ከምዝምረቑ ተሓቢሩ። እቶም ፕሮጀክታት÷ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓደዋ፣ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ከብስራ ኢየን። ድሕሪ ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተዛዚሙ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዕዱማት ዝተሳተፉሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስርዓት ገዳ ብዝሓለወ መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣኽበርቲን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ተምሳሌት…