Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰኑይ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ያቆብ ወልደሰማያት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥር ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥርን ሸርፊ ወፃኢ ዘስእንን ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ሸገር ከተማ፣ ቢሾፍቱ፣ ሞጆ፣ ኣዳማ፣ ሃዋሳን ጂማን ብዝተገበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኢኣዲስ አኣበባ ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ በዓል ሰላም፣ ዕርቂን ሓድነትን ኢዩ ኢሎም። "ኢሬቻ ዝፈልጥ ሰብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ መዳይ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘተ ተኻይዱ። ኮሚሽነር ጄነራል ፌደራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ…

26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ 26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ካብ ዝቕፅል 1 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትን ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጅታል ኢኮኖሚ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ንምጥቃምን መንግስቲን ናይ…

ሰራዊት ምክልኻል ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ህዝባዊነቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዶብ ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ህዝባዊነቱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ምክልኻል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተመሰረተሉ መበል 116 ዓመት ምኽንያት…

ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ንምጥንኻር ምስ ኣይ ኤም ኤፍ ብሓባር ንምስራሕ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ጉጅለ ልኡኽ ክትትል ጉዳያት ሰናይ ምምሕዳር ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ቃልሲ ፀረ…

ስነ-ስርዓት ምረቓ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ ፡፡ ኣብቲ ስነ-ርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ትህብ – ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምትህብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት…