Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እታ ከተማ ካብ ፅባሕ…

ርክብ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዝጠመጠ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኦባይዱላህ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ትኹረት…

ሚኒስቴር ጥዕናን ዩኤንኤፍፒኤን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽ ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ  ተስዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፈንድ ስነ-ህዝቢ (ዩኤንኤፍፒኤ)ን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽን ካልኦት ዓውዲታትን ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ  ተስዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዳይሬክተር ስነ-ፈንድ ህዝቢ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝውገኑ ስራሕቲ ለውጢ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝውገኑ ስራሕቲ ለውጢ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር እቲ ሕብረት ጁታ ኡርፒላይነን ኣፍሊጠን። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር…

ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ሓገዙ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብቲ ሃገራዊ ምኽክር ንቁቑሕ ተሳታፊ ንምዃን ምድላው ከምዝተገበረ እውን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብሪሆም፡፡…

ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝተደገፈ ዲጂታል “ስቴትስኮፕ” ብምጥቃም ኣብ ኣፍሪካ 2ይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝተደገፈ ዲጂታል "ስቴትስኮፕ" ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ሓዱሽ ዲጂታል ስቴትስኮፕ ንሰብ ሞያ ሕክምና ናይ ምፍላጥ ስነ - ስርዓት ኣብ ስፔሻላይዝድ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ዩኒቨርሲቲዉ ኣብ ከይዲ ምምሃር ትኹረት ዝገብረሎም ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ክልል ህንፀት ዓቕሚ፣ ስራሕቲ ለውጢ ትካላትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…

ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ÷ ኣቦ መንበር እቲ ኢኒሼቲቭን ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ዓለም ለኸ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ። ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ…