Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮሞ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮም። ምስቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልል ሓቢርምዎም ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽን ኣብዚ ቀጠና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ስምምዕነት ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽኑ ኣብዚ ቀጣና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ሓዱሽ መተግበሪ ስምምዕነት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን ፈፂማ። ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት በፂሓ ዘላ÷ እቲ ትካል ብመሰረት ዘቐመጦም መምርሒታትን ደረጃን ሓገዝ…

መስሕብ ቦታታት ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕባት ቱሪዝምን ሓድጊታትን ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊም። በዓል መስቀል ኣብ ከተማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ተስፋ ብርሃን ማእኸል ምገባ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም። ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…

በዓል መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብመላእ ኢትዮጵያውያን ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እትዮጵያ ስነ-ስርዓት ዳሜራ ብድሙቕ ኩነታት ብሃይማኖታዊ ስርዓቱ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ድማ በዓል መስቀል ብመላእ…

ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…

በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ኣብ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…

ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣከባብራ በዓል፥ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ ሓዊሱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…

በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ኮማንድ ፖስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግሲ ግሸን ደብረ ከርቤ፣ በዓላት መውሊድን መስቀልን ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበሩ ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ኮማንድ ፖስት ዞባ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ከተማ ደሴን ኣፍሊጡ፡፡ ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስት ሻለቃ ደግሰው ዶሻ ከምዝገለፁዎ÷ 21 መስከረም…