ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዳሜራ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝኽበር በዓል ምኽንያት ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ብመሰረት ፅባሕ ረፋድ ካብ 5:00 ጀሚሩ ክሳብ ፍፃመ እቲ በዓል፡- ካብ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዳሜራ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ ዝኽበረሉ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሐ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጥራቱ በየነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝገለፁዎ÷ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ፅሬት ካብ ፅሬት ሓሊፉ ኣብቲ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ። ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታት ዝጎልሁሉ መርሃ-ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ፑሽኪን ዘሰናደኦ እቲ ሚኒስቴር÷ ምስ መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ከምዝዛዘም ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ባሌ ወረዳታት ደሎመናን ሃረና ቡሉቅን ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ረቡዕ 16 መስከረም ብድምቀት ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም 14፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (መውሊድ ) ረቡዕ 16 መስከረም 2016ዓ.ም ብድምቀት ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ መስጊድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓሬታ ቁፅሪ 5 Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 16ን 17 መስከረም ዝኽበሩ በዓላት መውሊድ፣ ዳሜራን መስቀልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ነናይ ሃይማኖቶም ስርዓት ብዝፈቕዱዎ መገዲ ንኽኽበሩ ኮማንድ ፖስት እናሰርሐ ይርከብ። ናይ ህዝቢ ኣኼባታት ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኸልከሉ ይፍለጥ። ምኽንያቱ ድማ ፅንፈኛን ዘራፊን ሓይሊታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ኢና – ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ዘኽእል ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ዘውፀኦ ፀብፃብ ውድቂ ገይራቶ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተሰየመ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ መበል 54 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰባኣዊ መሰል ዘቕረቦ ሪፖርት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ፀጋኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…