ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ኣብ መንጎ ዞባ ኮንታን ዳውሮን ዘርከብን ዓምዩቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝወነነን ኢዩ። እቲ ፓርክ ኣብ 1997 ዓ.ም ብሕቶን ተሳትፎን ህዝብን ምምሕዳርን ኮንታን ዳውሮን ብብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ሓዘነን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስህለ ወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ናዋፍ ኣል-ኣሕመድ ኣል-ሳባህ ዝተሰመዐን ሓዘነን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኤሚር ኩዌት ሼኽ ናዋፍ ኣል ኣሕማድ ኣል ሳባህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኣመልኪተን ንዝተክኡዎም ንኤሚር ሼኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ኣባላት ሸኔ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም ብሰላም ከምዝነብሩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበሩን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ብምፅምባር ብሰላም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሰልጠንቲ ክሳብ ሕዚ ንዝፈፀሙዎ ተግባር ንማሕበረሰብ ይቅርታ ዝሓቱሉን ቃል ዝኣትዉሉን መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ንረብሓ ህዝቢ ተባሂሉ ትሕዝቶ መሬት ዝልቐቐሉ፣ ካሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዲሌታ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ምሸት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ባይቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዝሕሉ መፍትሒ ንምብፃሕ ብቖራፅነት ክትቅፅል ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲን ብፍትሓዊ ድርድርን ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዘሕሉ መፍትሒ ሓሳብ ንምብፃሕ ዘለዋ ቖራፅነት ሒዛ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ÷ ኣብ ጉዳይ ራብዓይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርና ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርማ ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንእዋን ተኸላ ቐፃሊ ዓመት ምድላው ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሊ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም – ሓበራዊ… Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሊ ጅግጅጋ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማሊያ…