Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ጉዳይ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻትን ክልተኣዊ ርክባትን ቀንዲ ስትራቴጂካዊ ኣጀንዳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። ሳልሳይ 100 መዓልቲታት በጀት ዓመት…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ዮሃን ፎርሰል ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ቤት ፅሕቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያን ስዊዲንን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ርክብ ዘለወንን እታ…

ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝበሃል ስራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ተንቀሳቓሲ ኣገልግሎት ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ኣብ…

ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝበሉዎ÷ ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መሰረታዊ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕን ሓገዝን ፋይናንስ ዝተዛተየ…

ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘትኦም ኣብ ክልተኣውን ብዙሕነታውን ዝምድናታት ምትሕብባር ዘለዎም መዳያት ዘትዮም።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ሲከላ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዘሎ ዘበናት ዝተሳገረ ዲፕሎማሲያዊ…

ናይ ኩለን ባንኪታት ዓማዊል ክሰብ 6 ግንቦት ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ኩለን ብንኪታት ዓማዊል ክሳብ 6 ግንቦት 2018 ዓ.ም ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብሄራዊ ባንኪ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝረአ ክፍተት መረጋገፂ…

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጋር ተወያዩ

አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 13፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላ ጋር ተወያይተዋል፡፡ ጠቅላይ ሚኒስትሩ በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባሰፈሩት ጽሑፍ÷ ዛሬ ጠዋት ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላን አግኝቼ…