ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ሓላፊ ጉዳያት ካቢኔ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ። ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ትምህርቲ፣ ጉዳያት መምህራንን ሓፈሻ ሃገራዊ ኩነታን ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ስትራቴጂ ብምሕንፃፅ ኣብ ተግባር እናውዐለ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ እናተኻየደደ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ዑደት ኣካይዶም። እቲ መርማሪ ቦርድ÷ ምስ ተጠርጠርቲ ልዝብ ምግባር ሓዊሱ መዕረፊ ቦታ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዲሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ÷ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ሩድዛኒ ማፕህዋንያ ብዘቕረቡሎም ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ። ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…