ስፓርት ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ስነ ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ብምፍጣር ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሓፁር ምፍልላይ ብምውፃእ ኣን ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ንኢትዮጵያ ብሓባር ምህናፅ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ሃገራዊ መነት ንጥንኩር ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብሩቱካን ኣያኖ÷ ስራሕቲ ወለንታ ምስላጥ ስንቂ ምቕማጥ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ እቲ ሰርተፊኬት ኣባልነት ካብ ኣመራርሓ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ቻይና ተቐቢሎም። ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኣብ 85…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 787 -9 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ብምዃን መዘራረቢ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኮይኑ ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ዘጋጠሞ ምቹእ ዘይኮነ ኩነታት ኣየር ብምፅዋር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውሕመ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ንሰብኣዊ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዘና ትካላት ተራኺቦም ንኽሰርሑ ኩነታት ክመቻቸወሎም ምግላፁ ኣብ ኣቡጃ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሽፈራው Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር) መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ከምዝሰርሕ ገሊፆም። ኣመራርሓታት እቲ ኮሚሽን ሓዱሽ ምዝተመደቡ ዳይሬክተር ትካል…