Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ። እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…

ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሓበራዊ ኣኼባ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…

ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ – ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ ኢሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ተወካሊ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ። ስምምዕነት ፖሊሲን ቁፅፅርን ንተወዳዳራይነት ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ፥ ጉዕዞ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣር ኤም ኣንደርሰን ዘቲዮም።   እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ምስ ኣዛዚ እዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ሪፐብሊክ ሲንጋፖር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዘተና ኣብ መንጎ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ዩናይትድ ኪንግደም ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንትፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ዝተረጋገፀሉ ጉባኤ ጉጅለ 20…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሉ እውን ኣብ ኣፍሪካ ያላት ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ክትሳተፍ ኣኽኢሉዋ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለምን ፈታዊ ኢትዮጵያን ኣጄይ ባንጋ ምዝታየይ ኩሉ ግዘ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ጉጅለ 20 ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…