ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኾነ ይኹን ግቡእ ድሉው ዝኾነ ጅግና፣ ብቑዕን ጥንኹርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሄርን ፖለቲካን ነፃ ዝኾነ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ኤታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይልታት ምክልኻል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ጦር ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ወፍታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዘተኣማምን ንምፍፃም ድልው እዩ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዝተኣማምን ኩነታት ናይ ምፍፃም ብቕዓት ሃኒፁ እዩ ኢሎም ኣዛዛ ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ሰራዊት ምኽልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ፅሬት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻየደ ዝቐነየ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናካየዶ ዝርከብ ስሩዕ ኣኼባ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናቐፀለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እቲ እዚ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም mizan mekonen Feb 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዝስፈርዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዝጀመርናዮ ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮምያ ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃቢ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ mizan mekonen Feb 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ኣይተ ጌታቸው እዚ ዝበሉ ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት…