ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሱም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣብ 18 ሄክታር ዝህነፅ ሆስፒታል 4 ቢሊየን ብር ዛውድእ እንትኸወን፥ ብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ተሃኒፁ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ብብርኪ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ማያዊ ኣካላት ከጀምራ ኢየን ናብ ሃዋሳ ኣቲየን ዘለዋ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ተሳትፎአን ብምጥንኻር ንማዕርነትን ፍትሒን ክሰርሓ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለወን ተሳትፎ ብምጥንኻር ደቂ ንኣንስትዮ ብማዕርነት ትውክል ፍትሓዊት ዓለም ንምፍጣር ዘለወን ግደ ክዋፅኣ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፀዊዐን። ዓለም አለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዘቲዮም Desta Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳነት ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይድና” ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። እቲ ፋብሪካ ስሚንቶ፥ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ሓምለዋይ ልምዓት ስግግር ንምግባር ዘድሊ ሓገዝ ገንዘብ ንምርካብ ጥንኩር ሜላ ምፍጣር ከምዝግባእ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ማሕለኻታት መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምፍታሕ ሞዴል በዓል ብዙሕ ወገን ባንኪታት ምምሕያሽ" ብዝብል ርእሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ፈረንሳይ ምእታዎም ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ Desta Jun 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓ ዶ/ር ስቴፋን ሎክን(ዶ/ር) ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ረሚ ማርቻ-ኩስን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም Desta Jun 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣጀሚርና ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም፥ ብፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ዩቲዪብ፣ ኢንስታግራምን ቲክቶክን ዝተወዝዑ ዘረባ…