Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ዘትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ…

ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ…

ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፈልስታት ጥሙር ደኒ ሕርሻ 60 ሚኢታዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ጅቢቲ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዮም ሓምለዋይ ኣሰሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ብዓይነትን ሰልዲን ገይሩ። ናብ መቐለ ብምኻድ ደገፍ ዝገበራ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህዝብን ገበርቲ ሰናይን ብምትሕብባር ልዕሊ 218 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን…

ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…

ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…

ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰላም መሰረት ኩሉ ነገር ብምኻኑ ምርግጋፅ…