Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…

ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢሎም።…

ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ሃገሮም ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…

ሰር ቦብ ጌልዶፍ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናት ኣይስ(EYES) ካብ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ዝረኸቦ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን፥ ህፃናት ትግራይ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱን…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ምን ትልሚ 2016 ዓ.ምን ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።…

ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ  ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘድሀበ ከምዝኾነ እቲ ባንኪ ኣብ ትዊተር ገፁ ኣብ ዘመሓለለፎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዋና ፈፃሚ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰሎን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣረጋጊፆም፡፡ ሎሚ ናብቲ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…