ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ።
እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት…