ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን-መንግስቲ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ግልፂ ዝኾነ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝተፈፀሙ ዝገልፅ ጁን 1/ 2023 (24 ግንቦት 2015 ዓ.ም)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በጀል ዓመት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 21 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ባጀት 2016 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባጀት ሸቶታት መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ተሓሳቢ ዝገበረ፣ ድሕንነት ሃገር ኣብ ምሕላው፣ ብሰብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፥ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማን ብህዝቢ ዝተውሃቦ ሓላፍነትን ንምውፃእን ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንክዓስልን ዓሊሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቲዩ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ዘቲዮም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ማእኸል እፅዋት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓሰርተ ሰለስተ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊ በረከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሞቱማ ቶሌራ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ብኣፈልፋልነት ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ ዝጀመርቶ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ኣብ ምትእምማንን ሕውነትን ዝተደረኸ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ቻይና ምስ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሲ ጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ምስ ኣባላት ኣብያተ ምኽሪ ወረዳታትን ከተማታትን…